top of page
Blogs and Articles
Welcome to the author's corner, you’ll find a collection of insightful articles and engaging blog posts. Here, the author shares thoughts on various topics, including commentaries on his books and responses to intriguing articles from others. Stay tuned for regular updates that spark conversation inspire reflection.


ቀዳማይ ክፋል፡ ሓጺር ትንታኔኣዊ ትረኻ ጉዕዞ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ተዋሳእቱን ምዕራፍ 8፡ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ
ቀዳማይ ክፋል፡ ሓጺር ትንታኔኣዊ ትረኻ ጉዕዞ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ተዋሳእቱን ምዕራፍ 8፡ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ (ካብ መጽሓፍ ሰመረ ሰሎሞን – “ረዚን ዋጋ ዝተፍሎ ናጽነት ኤርትራን ዝተጠልመ መብጽዓን፡ ብኣረኣእያ ሓደ ገዲም ተጋዳላይ” – መስከረም 2024) ኢሳይያስን መሰልቱን፡ ናይ’ቲ ኣብ 1960ታትን 1970ታትን ኣብ መላእ ዓለም ዘስፋሕፍሕ ዝነበረ ጸጋማዊ ስነ ሓሳባዊ ማዕበል ፍርያት እዮም። እዚ ስነ ሓሳባዊ ማዕበል'ዚ ግን፡ ናይ’ተን ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት ፍሉይ ማሕበረ ቁጠባዊ ኵነታት ኣብ ግምት ዘእቱ ኣይነበረን። እዞም ሕብረተሰባት'ዚኣቶም ብትሑት ቁጠባዊ ምዕባለ፡ ድኽነት፡ ልዑል መጠን መሃይምነትን ካልእን ይሳቐዩ ነበሩ። ብተወሳኺ፡ ዓሚቝ ትሕተ ሃገራዊ ስምዒታት መለለይኦም ስለ ዝነበረ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ሃይማኖት ኣብ ሓባራዊ ስነ ኣእ
Semere Solomon
Nov 412 min read


ሰማያዊ ማዕበል ኣብ ቀራና መገዲ
ሰማያዊ ማዕበል ኣብ ቀራና መገዲ ሰመረ ሰሎሞን 26 ጥቅምቲ 2025 መእተዊ፡ ሓደገኛ ህሞት ኣብ ናይ መቐልሶ (pivotal) እዋን ንርክብ። እቲ ኣዝዩ ሓያል ትእምርቲ ናይ ሕንጋዶ (defiance) ዝኾነ ብሰማያዊ ማዕበል ዝፍለጥ ናይ ኤርትራውያን መንእሰያት ምንቅስቓስ ብሰሪ’ቲ ኣጋጢምዎ ዘሎ ሒቕታ ናህሩ እናነከየ ዝኸይድ ዘሎ ይመስል። ከም ንድልያ ፍትሒ ዝሓረንና ኤርትራውያን ድማ እዚ ኵነታት’ዚ ክቕጽል ከነፍቕድ የብልናን። እቲ ኣብ’ዚ ምንቅስዋስ’ዚ ተዓቚሩ ዘሎ ሓይልን ተስፋን ብሓደ ሓደ ኣብ’ቲ ምቅስቓስ ተፈጢሮም ዘለዉ ዘይምርድዳኣት ክዳኸም የብሉን። እቲ በቶም ኣብ ዲያስፖራ ዝርከቡ መንእሰያት ዝተለዓዓለን ዝምራሕን ዘሎ ሰማያዊ ማዕበል ኣብ ፖለቲካ ኤርትራ ብቐሊሉ ዘይርአ ለውጢ ከም ዝኽሰት ገይሩ’ዩ። ንነዊሕ እዋን ንደምበ ተቓውሞ ሓሊኹ ሒዝዎ
Semere Solomon
Oct 265 min read


The Blue Wave at a Crossroads: Preserving a Movement for Eritrea's Future
The Blue Wave at a Crossroads: Preserving a Movement for Eritrea's Future Semere Solomon 27 October 2025 Introduction: A precarious moment We find ourselves at a pivotal moment when the momentum of the Blue Wave, a powerful emblem of Eritrean youth defiance, must not be allowed to wane. The energy and hope encapsulated within this movement is too crucial to be lost to internal discord or strategic inertia. The rise of this diaspora-driven force marked a seismic shift in Eri
Semere Solomon
Oct 265 min read
ቀዳማይ ክፋል፡ ሓጺር ትንታኔኣዊ ትረኻ ጉዕዞ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ተዋሳእቱን ምዕራፍ 7፡ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን (ህግደፍ)
ቀዳማይ ክፋል፡ ሓጺር ትንታኔኣዊ ትረኻ ጉዕዞ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ተዋሳእቱን ምዕራፍ 7፡ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን (ህግደፍ) (ካብ መጽሓፍ ሰመረ ሰሎሞን – “ረዚን ዋጋ ዝተፍሎ ናጽነት ኤርትራን ዝተጠልመ መብጽዓን፡ ብኣረኣእያ ሓደ ገዲም ተጋዳላይ” – መስከረም 2024) ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን (ህግደፍ) እቲ ካልኣይ ገጽ ወይ መቐጸልታ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ህግሓኤ) ኢዩ። ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን "ሓድሽ ደም" ብዝብል ምስምስ (pretext) ሓድሽ ህይወት ዝለበሰ ምስሊ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ኮይኑ ክቐርብ ፈቲኑ። ነዚ ለውጢ'ዚ ሓድሽ መሪሕነት ብምሻምን ንሃገራዊ ቻርተር ብምርቃቕን ብምእዋጅን ኢዩ ዝፈለሞ። ኣብ’ቲ ብ21 ጥሪ 2001 ዓ.ም. ቴድሮስ ተስፋይ ብዝብል ናይ ብርዒ ስም ዝጸሓፍኩዎ
Semere Solomon
Oct 2313 min read
ቀዳማይ ክፋል፡ ሓጺር ትንታኔኣዊ ትረኻ ጉዕዞ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ተዋሳእቱን ምዕራፍ 6፡ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ)
ቀዳማይ ክፋል፡ ሓጺር ትንታኔኣዊ ትረኻ ጉዕዞ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ተዋሳእቱን ምዕራፍ 6፡ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ) (ካብ መጽሓፍ ሰመረ ሰሎሞን – “ረዚን ዋጋ ዝተፍሎ ናጽነት ኤርትራን ዝተጠልመ መብጽዓን፡ ብኣረኣእያ ሓደ ገዲም ተጋዳላይ” – መስከረም 2024) ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ንሓባራዊ ድምጺ ህዝቢ ኤርትራ ወኪሉ፡ በቲ ኣንጻር ጎበጣ ሃጸያዊት ኢትዮጵያ ዝፈለሞን ዝገብሮ ዝነበረን ተቓውሞ ይልለ። ምስረታ ናይ’ዚ ውድብ’ዚ ክንዮ’ቲ ንምምስራቱ ዝደረኹ ምኽንያታትን ክንዮ’ቲ መንነት መራሕቱን ክርአ ይግባእ። ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ንብዙሓት ዝተፈላለየ ድሕረ ባይታ ዘለዎም ሃገራውያንን ውፉያትን ውልቀ ሰባት ጠርኒፉ ንናጽነት ኤርትራ ከረጋግጽ ኢሉ ዝተበገሰ ሃገራዊ ውድብ ኢዩ። ምጅማር ዕጥቃዊ ቃልሲ ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ሓደ ልሉይ ም
Semere Solomon
Oct 178 min read
ኣብ'ዚ ህሞት'ዚ ኤርትራ ክትሃንጾ ዘድልያ ዝሓየለ ሓጹር ምምስራት ኣብ ሃገራዊ ሓድነትን ዕርቅን ዝተመስርተ መንግስቲ’ዩ
ኣብ'ዚ ህሞት'ዚ ኤርትራ ክትሃንጾ ዘድልያ ዝሓየለ ሓጹር ምምስራት ኣብ ሃገራዊ ሓድነትን ዕርቅን ዝተመስርተ መንግስቲ’ዩ ብሰመረ ሰሎሞን 14 ነሓሰ 20225 ኣብ’ቲ ዕለት 12 ነሓሰ 2025 ኣብ ወብስያተይ ዝዘርጋሕኩዎ ዘይተርፍ ዝመስል ጎነጻዊ ረጽሚ ዘርእስቱ ሓተታ፡ ነቲ ኣብዚ ከባቢና ዘንጸላሉ ዘሎ ኵነታት ኣመልኪተ ሓደ ሓደ ሰናርዮታት ኣቕሪበ ነይረ። እቲ ብናህሪ እናተለዋወጠ ዝኸየድ ዘሎ ናይዚ ከባቢና ፖለቲካዊ ምዕባሌታትን ኣሰላልፋ ሓይልታትን ጽባሕ ንግሆ ኣብ ረጽሚ እንተ ዘይኮይኑ ኣብ ካልእ ከምርሕ ከም ዘይክእል እናተጋህደ ይመጽእ ከም ዘሎ ኣሚተ ነይረ። ገለ ገለ ናይ’ዞም ኣብዚ ፖለቲካዊ ቍርቍስ ተሸሚሞም ዘለዉ ውድባት ባህሪ’ውን ጠቒሰ ነይረ። እዚኣቶም ነዞም ዝስዕቡ ዘጠቃለሉ ነይሮም፦ ብኣብዝሓ ኣብ ፖለቲካዊ ረብሓታት ናይ ጸበብቲ ክልታት ዝተ
Semere Solomon
Oct 137 min read
The Strongest Fence: National Unity as Eritrea's Bulwark Against War
The Strongest Fence: National Unity as Eritrea's Bulwark Against War by Semere Solomon 12 October 2025 In my August 22nd article, " A conflict that can be avoided ," I detailed a political scenario with devastating implications for the Horn of Africa, particularly for the people of Eritrea and Ethiopia. I argued that the region is on the brink of a major military conflict, driven by political actors who share detrimental characteristics: serving narrow interests, politica
Semere Solomon
Oct 115 min read
ቀዳማይ ክፋል፡ ሓጺር ትንታኔኣዊ ትረኻ ጉዕዞ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ተዋሳእቱን ምዕራፍ 5፡ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ፡ ድሒሩ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ብዝብል ስም ዝተጸውዐ
ቀዳማይ ክፋል፡ ሓጺር ትንታኔኣዊ ትረኻ ጉዕዞ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ተዋሳእቱን ምዕራፍ 5፡ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ፡ ድሒሩ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ብዝብል ስም ዝተጸውዐ...
Semere Solomon
Oct 819 min read


A Global Wave of Youth Protest: Inspiration and Strategic Lessons for Eritrea’s Youth Movement
A Global Wave of Youth Protest: Inspiration and Strategic Lessons for Eritrea’s Youth Movement From the streets of Madagascar to the squares of Georgia, a new generation has emerged . Youth-led uprisings, fueled by economic despair, systemic corruption, and political stagnation , challenge entrenched powers worldwide. For Eritrean youth—both in exile and suffering in silence at home—these movements are a powerful source of inspiration and a stark reminder of their uniquely r
Semere Solomon
Oct 44 min read
ቀዳማይ ክፋል፡ ሓጺር ትንታኔኣዊ ትረኻ ጉዕዞ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ተዋሳእቱን ምዕራፍ 4፡ ካልኣይ ገጽ ዕጥቃዊ ቃልሲ፡ ሰማንያታት ክሳዕ 1991 ዓ.ም.
ቀዳማይ ክፋል፡ ሓጺር ትንታኔኣዊ ትረኻ ጉዕዞ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ተዋሳእቱን ምዕራፍ 4፡ ካልኣይ ገጽ ዕጥቃዊ ቃልሲ፡ ሰማንያታት ክሳዕ 1991 ዓ.ም. (ካብ መጽሓፍ ሰመረ ሰሎሞን –...
Semere Solomon
Oct 312 min read


From the hills of rural Halimentel to becoming a two-term Councilor: The Inspiring Journey of Melete Kuflom
From the hills of rural Halimentel to becoming a two-term Councilor: The Inspiring Journey of Melete Kuflom The global diaspora...
Semere Solomon
Oct 14 min read
ቀዳማይ ክፋል፡ ሓጺር ትንታኔኣዊ ትረኻ ጉዕዞ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ተዋሳእቱንምዕራፍ 3፡ ቀዳማይ ገጽ ዕጥቃዊ ቃልሲ፡ ስሳታትን ሰብዓታትን
ቀዳማይ ክፋል፡ ሓጺር ትንታኔኣዊ ትረኻ ጉዕዞ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ተዋሳእቱን ምዕራፍ 3፡ ቀዳማይ ገጽ ዕጥቃዊ ቃልሲ፡ ስሳታትን ሰብዓታትን (ካብ መጽሓፍ ሰመረ ሰሎሞን – “ረዚን ዋጋ ዝተፍሎ ናጽነት ኤርትራን ዝተጠል...
Semere Solomon
Sep 299 min read
ቀዳማይ ክፋል፡ ሓጺር ትንታኔኣዊ ትረኻ ጉዕዞ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ተዋሳእቱን ምዕራፍ 2፡ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ብሪጣንያዊ ወተሃደራዊ ምምሕዳር፡ ፈደራላዊ ስርርዕ ኢትዮ-ኤርትራን፣ ኣርብዓታትን ሓምሳታትን
(ካብ መጽሓፍ ሰመረ ሰሎሞን – “ረዚን ዋጋ ዝተፍሎ ናጽነት ኤርትራን ዝተጠልመ መብጽዓን፡ ብኣረኣእያ ሓደ ገዲም ተጋዳላይ” – መስከረም 2024) ቀዳማይ ክፋል፡ ሓጺር ትንታኔኣዊ ትረኻ ጉዕዞ ምንቅስቓስ...
Semere Solomon
Sep 236 min read
ቀዳማይ ክፋል፡ ሓጺር ትንታኔኣዊ ትረኻ ጉዕዞ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ተዋሳእቱን ምዕራፍ 1፡ ንናይ ናጽነት ቃልሲ ዘበገሱ ምኽንያታት
(ካብ መጽሓፍ ሰመረ ሰሎሞን – “ረዚን ዋጋ ዝተፍሎ ናጽነት ኤርትራን ዝተጠልመ መብጽዓን፡ ብኣረኣእያ ሓደ ገዲም ተጋዳላይ” – መስከረም 2024) ቀዳማይ ክፋል፡ ሓጺር ትንታኔኣዊ ትረኻ ጉዕዞ ምንቅስቓስ ንናጽነትን...
Semere Solomon
Sep 234 min read
In Defense of the Issues By Zeineb Ali
On September 17th, 2001, I published the following article under the pen name Zeineb Ali. Its release came just one day before the...
Semere Solomon
Sep 198 min read
A Call from a Sister by Zeineb Ali
I wrote this article twenty-four years ago under the pen name Zeineb Ali. It was published on September 22, 2001, to memorialize the events of September 18th, when the nation's most prominent political leadership was detained and all independent newspapers were banned. The flame of a courageous political initiative launched twenty-four years ago still burns brightly. Let us ensure it continues to blaze. In memory of all prisoners of conscience. Semere A Call from a Sister by
Semere Solomon
Sep 178 min read
ረዚን ዋጋ ዝተኸፍሎ ናጽነት ኤርትራን ዝተጠለመ መብጽዓን - ብኣረኣእያ ሓደ ገዲም ተጋዳላይ - መስከረም 2024
ክቡራት ኣንበበቲ፡ ከምቲ ቅድሚ ቍሩብ ኣዋርሕ ዝጀመርክዎ፡ ሕጂ'ውን ተኻታተልቲ ምዕራፋት ናይታ ብመስከረም 2024 ብትግራኛ ዝተሓትመት "ረዚን ዋጋ ዝተኸፍሎ ናጽነት ኤርትራን ዝተጠለመ መብጽዓን" ዘርእስታ መጽሓፈይ...
Semere Solomon
Sep 114 min read
A conflict that can be avoided
by Semere Solomon The fluid political developments in the Horn of Africa, if not addressed immediately, will inevitably lead to...
Semere Solomon
Aug 219 min read
ሳልሳይ ክፋል ምዕራፍ 6 ዘይነብ ዓሊ መን'ያ?
ምዕራፍ 6 ዘይነብ ዓሊ መን'ያ? (ካብ መጽሓፍ ሰመረ ሰሎሞን – “ረዚን ዋጋ ዝተፍሎ ናጽነት ኤርትራን ዝተጠልመ መብጽዓን፡ ብኣረኣእያ ሓደ ገዲም ተጋዳላይ” – መስከረም 2024) ኣብ መንጎ 2000ን 2021ን...
Semere Solomon
Aug 146 min read
ሳልሳይ ክፋል - ጥማዕ ዝኽርታተይ ምዕራፍ 5 ካብ በረኻታት ኤርትራ ናብ ኣህጉራዊ ልምዓት፡ ሓጺር ትረኻ ተመክሮይ
(ካብ መጽሓፍ ሰመረ ሰሎሞን – “ረዚን ዋጋ ዝተፍሎ ናጽነት ኤርትራን ዝተጠልመ መብጽዓን፡ ብኣረኣእያ ሓደ ገዲም ተጋዳላይ” – መስከረም 2024) 5.1 ኣብ ዓለምለኻዊ ልምዓት ምስራሕን ብቕዓት ምድላብን ሃገር ድሕሪ...
Semere Solomon
Aug 715 min read
bottom of page